top of page
በረከት ረታ

      በረከት ረታ ናይ ለዋውያን መንግስቲ ማእከል ዋና መራሒ(ሴነየር ኤልደር) ኮይኑ በዓል ሓዳር ምስ በዓልቲ ቤቱ ሰለማዊት ገብርሂወትን ምስ ጓሎም ኤዎድያ በረከት ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ሰንጋለን ነበርቲ እዮም ፡ ከምእውን  ኣብ ልዕሊ ዓለም ለከ ናይ ኮንግረስ WBN ናይ መረብ ኣሰራርሓ ምንቅስቃሳት ኣገልግሎታት በምሃብ ፡ በፍላይ ደማ ኣብ ኢትዮጲያውንን ኤሪትራውያንን ናይ ኮኦርድኔተር ቲም ኣባል ብምኾን ኣብ ምግልጋል ይርከብ።  

መብራቱ ገብረእግዚአብሄር

   መብራህቱ ገብረእግዚአብሄር ናይ ለዋውያን መንግስቲ ማእከል ምኽትል መራሒ (ኣሶስየት ኤልደር ) ኮይኑ ምስ በዓልቲ ቤቱ ሰናይት መኮነነ ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ባትቢል ነበርቲ እዮም ፡ ከምእውን ኣብ ልዕሊ ዓለም ለከ ናይ ኮንግረስ WBN  መረባዊ ኣሰራርሓ ምንቅስቃሳት ኣገልግሎት ብምሃብ  በፍላይ ድማ ኣብ ኢትዮጲያውንን ኤሪትርያውያንን ናይ ኮኦርድኔተር ቲም ኣባል ብምኻን ኣብ ምግልጋል ይርከብ።

bottom of page