top of page
![]() | ![]() | ![]() | ![]() | ![]() |
---|---|---|---|---|
![]() |
LEVIT KINGDOM CENTER
ለዋውያን መንግስታዊ ማእከል
ቃል እግዚኣብሄር ከም ዝእዝዞ ብ ቅድስና ሂወት ምንባር ን ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር መንቅብ ዘይብልካ ንምኳን ኣጥቢቅካ ምስራሕ።ሃዋርያዊ ትውልዲ ከም ምኳና መጠን ካብ ብሕታውነት ንናይ ሓባር ምትእስሳርን ሕብረትን ትግበራን ዓቢ ትኩረት ምሃብ። ነፍሲ ወከፍ ኣባል ብናይ ክርስቶስ ጸጋን ሓይልን ሓቀኛ ናይ ሂወት ለውጢ ማንነት ብምንባር ንመሎኮታዊ ሓሳብ ብምርዳእ ብስለት ዝመልኦ ሂወት ካብ ምልባስ ዝተላዕለ ናይ ጎይታ ሓሳብ ብትክክል ናብ ምትግባር ዘክእል ናይ ሂወት መለክዒ ምምጻእ።

ABOUT OUR CHURCH
ነፍሲ ወከፍ ኣባል ብናይ ክርስቶስ ጸጋን ሓይልን ሓቀኛ ናይ ሂወት ለውጢ ማንነት ብምንባር ንመሎኮታዊ ሓሳብ ብምርዳእ ብስለት ዝመልኦ ሂወት ካብ ምልባስ ዝተላዕለ ናይ ጎይታ ሓሳብ ብትክክል ናብ ምትግባር ዘክእል ናይ ሂወት መለክዒ ምምጻእ።


TEENAGE MINISTRIES
ያራሽ ትውልዲ፡ ተካእቲ ትውልድን ናይ እግዚኣብሄር ሰራሕ ተቀቢሎም ዘመሓላልፉን ከምእውን ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ተመሊሱ ንክመጽእ ዘቀላጥፉ ትውልዲ እዮም
SERVICES
እግዚኣብሄር ካብቶም ዘሃበና ተልእኮ ኣብ ኤሮፓ መንግስቱ ንምስፋሕ መደብ መሰረት ምስ ቢልድ ኪርከ ዘነበረና በሓባር ቃል ኣምላክ ምክፋልን ናይ ሻሂ ግዜን በጣዕሚ ጽቡቅ ግዜ ኔሩና

LEVITE KINGDOM
CENTER
I'm a title. Click here to add your own text and edit me.
bottom of page